ስርዓተ ጥዕና ኣብ ስዊዘርላንድ
ስዊዘርላንድ ንዅሎም ተቐማጦ ብሉጽ ሕክምና ትገብረሎም እያ።
ስርዓት ክንክን ጥዕና ስዊዘርላንድ ብመሰረት ስርዓት ሓድነት እዩ ዚዓዪ ። ኵሎም እቶም ውሕስነት እተዋህቦም ሰባት ማሕበረሰብ የቝሙን ወፈያ ይገብሩን እዮም ። ስለዚ ሕክምና ኣብ ዜድልየሉ እዋን ኵሉ ሰብ ኪከናኸኖ ይኽእል እዩ ።
ሆስፒታላት ጽቡቕ ክንክን ይገብሩ ሰራሕተኛታት ጥዕና ኸኣ ጽቡቕ ስልጠና ይወሃቦም ። ሕሙማት ዚጽበዩሉ ግዜ መብዛሕትኡ ግዜ ሓጺር እዩ ።
- Das schweizerische Gesundheitssystem kurz erkärt (deutsch)
- El sistema sanitario suizo en palabras sencillas (spanisch)
- Il sistema sanitario svizzero in breve (italienisch)
- İsviçre sağlık sistemini kısaca açıklıyor (türkisch)
- Le système de santé suisse en bref (französisch)
- O sistema de saúde suíço em poucas palavras (portugiesisch)
- Sharaxaad kooban nidaamka daryeelka caamfimaadka iswiiska (somalisch)
- Sistemi shëndetësor i Zvicrës i shpjeguar shkurtas (albanisch)
- The Swiss healthcare system in brief (englisch)
- Tóm lược hệ thống tổ chức y khoa Thụy Sĩ (vietnamesisch)
- Ukratko o zdravstvenom sistemu Švicarske (bosnisch kroatisch serbisch)
- Швейцарская система здравоохранения с краткими пояснениями (russisch)
- Швейцарська система охорони здоров‘я коротко (ukrainisch)
- راهنمای بهداشت سوئیس (farsi)
- سوئس نظام صحت کی مختصر وضاحت (urdu)
- شرح مختصر للنظام الصحي السويسري ـ مرشد للمهاجرات (arabisch)
- சுவிட்சர்லாந்தில் உள்ள சுகாதார அமைப்பு (tamilisch)
- ระบบสุขอนามัย ประเทศสวิตเซอร์แลนด (thai)
- ወጻእተኛታት ብዛዕባ ስርዓተ ጥዕና ስዊስ ሓጺር መብርሂታት እትህብ (tigrinya)
ናይ ርክብ ነጥብታት
ኣብ ቀረባኻ ዝርከብ ርክብ ቦታ ምእንቲ ከነርእየካ ፖስትኮድካ ኣእቱ።